ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምልማዕ ኣብ ልዕሊ ህገራት ተፋሰስ ጉድኣት ናይ ምብፃሕ ባህጊ…