Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

1 ሺሕን 159 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 159 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1ሺሕን 156 ደቂ ተብዕትዮ…

ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕን ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንምምዝጋብን ኩሎም ኣካላት ብላፍነት ክሰርሑ ይግባእ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ንምፍታሕን ኣብ 2015 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንምምዝጋብን ኩሎም ኣካላት ብላፍነት ክሰርሑ ከምዝግባእግባእ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ልዝብ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ጥዕና…

መርሃ ግብሪ ምስጋና “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስጋና "ኢትዮጵያ ተመስግን" ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ተኻይዱ፥ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ሰላት ጁምዓ ስዒቡ እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ንኽግበር ብዝሓበሮ መሰረት ኢዩ ተኻይዱ። ጉባኤ…

ፕሬዚዳንት ቻይና “ኣብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ታይዋን ኢድ ምእታው ብሓዊ ከም ምፅዋት ይቑፀር” ክብሉ ጆ ባይደን ኣጠንቂቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ “ኣብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ታይዋን ኢድ ምእታው ብሓዊ ከም ምፅዋት ይቑፀር” ክብሉ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣጠንቂቖም። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ታይን ንምጉዓዝ ትልሚ…

ፈላማይ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተጣይሹ። ብሕጊን ሕጊን ጥራሕ ዝምራሕ ቦርድ ጠበቓታት ምጥያሽ ኣድላዪ ኮይኑ ስለዝተረኸበ ኣበ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ቦርድ ማሕበር ምሕደራ ተበቓታት ፌዴራል ክጣየሽ…

ካልኣይ ዓውደ ርእይ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛን ኣስራሒን ዘራኽብ ካልኣይ ዓውደ ርእይ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት መላ ኤቨንት ምስ ቢሮ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ኢዱስትሪን ኣዲስ ኣበባን ካልኦት መዳርግቲ ኣካትን ብምውዳድ ዝተሰናደአ…

ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ትካላት ቴክኒክን ሞያ ብሓምለዋይ ልምዓት ክዕጀቡ ይግባእ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ዓብዪ ግደ ዘለዎም ትካላት ቴክኒክን ሞያ ብሓምለዋይ ልምዓት ክዕጀቡን ስረሖም ኣዋዲዶም ሞየኦም ከርቓንዩ ከምዝግባእን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን…

ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘተሰርሐ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘተሰርሐ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገምጋም ከይዲ ስራሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ብምዝዛም ኣብ ትልሚ በጀት…

ኢንተርፕራይዛት ኣብ ዓለም ለኸ ባዛር ምስታፎም ዶብ ዘለል ዓማዊል ንምፍራይ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ ባዛር ምስታፎም ካብ ዕዳጋ ዓለም ልምዲ ንኽረኽቡን ዶብ ዘለል ዓማዊል ንምፍራይ ከምዝሕግዝን ተገሊፁ። ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኢትዮጵያ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ባዛር…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ሽልማት 10 ሚሊየን ብርን ውህብቶ መሬትን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት መርሃግብሪ ምስግናን ሽልማትን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…