ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምኽከር ኣካይዶም።
ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪን ዳይሬክተር ሪጂናል ቢሮ ኣውሬሊያ ፓርቲዚያ ካላብሮ፥ እቲ…