ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ Desta Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ፣ ግሪክ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ። እቲ በረራ 15 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅምር እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንመፃኢ ትውልዲ ኣብዚ ዙር ሕድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሰላመን ጉዳይ ወፃኢን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ዲማ ነገዎ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ጉዳያት ኣውሮፓን ርክብ ወፃኢ ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ ጣሊያንን ፒየሮ ፋሲኖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ቻይና-ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ሓድነትን ምክብባር ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምዝታይ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ቻይና-ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ሓድነትን ምክብባር ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምዝታይ ተዛዚሙ። ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላው ብሓባር ንምስራሕ ቃል ኣቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ፍትሒን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ዲኤታ ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደውን ቺፍ ኢንፎርሜሽን ኦፊሰር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጌትነት ታደሰን ነቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ዘጋጥሙዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ዘጋጥሙዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ተኻይዱ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታትን ልምዓት ቢዝነስን ክልል ሲዳማ ኣይተ ጴጥሮስ ማርቆስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፍርያት ዘድልዩ እታወታት ኣብ ዕዳጋ ክረኽቡ ከምዘይከኣሉ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ቆርበት ኢትዮጵያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፍርያት ዘድልዩ እታወታት ኣብ ዕዳጋ ክረኽቡ ከምዘይከኣሉ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ቆርበት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ ከምዝገለፁዎ፥ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዕዳጋ ቆርበት ኣንቆልቊሉ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይወስዶ ብዘሎ ኦፕሬሽን ጠንካራ መምሀሪ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይወስዶ ብዘሎ ኦፕሬሽን ጠንካራ መምሀሪ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መርሃ ግብሪ መበል ራብዓይ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈቐደሎም በጀት ንላዕሊ ዝተጠቐሙ 24 ትካላት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈቐደሎም በጀት ንላዕሊ ዝተጠቐሙ 24 ትካላት ከምዝተረኸቡ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ፥ 24 ቤት ዕዮታት ብፍሉይ ናይ ሒሳብ መደባት እንተየፍቀዱን በጀት እንተየዘዋወሩን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንቐፃሊ ትውልዲ እነውርሶ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Jun 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንቐፃሊ ትውልዲ እነውርሶ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተባባዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ እውን ኢሎም። ኣይተ ደመቀ…