ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ስዊድንን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ስዊድን ማቲልዳ ኧርንክራንስ ን ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበር…