ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ዝተጀመረ ሪፎርም ንምዕዋት ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ዝተጀመረ ሪፎርም ንምዕዋት ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓደሽቲ ምስ ዝተመደቡ ቦርድ ኣመራርሓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ ብ ዘተኦም ድማ ሓደሽቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት መገደኛታት ሽልማት ኣፔክስ 2022 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ብዝህቦ ኣገልግሎት መገደኛታት ተመራፂ ብምዃን ሽልማት ኣፔክስ 2022 ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ካልኦት መሰል መገዲ ኣየራት ተወዳዲሩ ክዕወት ዝኸኣለ፥ ንመገደያታት ብዘቕርቦ ምዘናግዒ ከምኡ እውን ክንክልል ምቾትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካል እቲ ፌስቲቫል ዝኾነ ምርኢት ኣደባባይ እውን ይካየድ ኣሎ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ጥበባትን ባህሊን ንቀጣናዊ ምትእስሳር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰነ-ስርዓት ቀብሪ ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ ኣብ ቅድስ ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስትያን ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰነ-ስርዓት ቀብሪ ሰነ ጥበባዊ ዳዊት ነጋ ኣብ ቅድስ ስላሴ ካቴድራል ቤተክርስትያን ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ስድራቤትን ኣድነቕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፀሎተ ፍትሓትን ታሪኽ ሂወቱን ቀሪቡ። ከያኒ ዳዊት ነጋ ካብ ኣብኡ ኣይተ ነጋ ተስፋይን ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተርኪ ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ክተእትይ ኢያ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርኪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ከምእተእትይ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ከምዝበልዎ፥ እቲ መጠን ጋዝ ኣብ 2026 ከብ ከምዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ክልተኣዊ ርክባት ንምጥንኻር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ናብ ዝነዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ፖለቲካ፣ ምክልኻል፣ ባህልን ቱሪዝምን፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ሰነድ ስምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሄራዊ ዘተ ጠሚቶም ንዘልዓልዎ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኮሚሽን ዘተ ብቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ድሕሪ ዝተገበረ ዘተ ብዝተሰርሐ ሰላምን ሕጊን ናይ ምኽባር ስራሕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ክትሰርሕ ኢያ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ሰላም ንኽህሉ ኣጠንኪራ ከምትሰርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኢትዮጵያውያን ደለይቲ ሰላም ከምዝኾኑ ዓለም ከምዝመስከረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃገራት ሰላም ንክህሉ ክትሰርሕ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃገራት ሰላም ንክህሉ ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።