ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብኣቐበልቲ ቃሉ ኣቢሉ ኣብ ክልል ተግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናዞረ ምልዕዓል…