መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ -መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ በዓል ሓርበኛታት…