ስፓርት ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ። እቲ ፅዋዕ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ተፈሊጡ። ፅዋዕ ዓለም ንምረኢት ካብ ሞንጎ ዝቐርበለን ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ። ምስቲ ፅዋዕ ዓለም ድማ ፈረንሳዊ…
ጥዕና ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ “ለበዳ ብዝመስል መልክዕ” ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ፀብፃብ ኣመልኪቱ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደን ትኹረቱ ካብ መጠን ንላዕሊ ርጉዲ ዝገበረን ኣኼባ ዕላዊ ዝኾነ ፀብፃብ ኣብ ዜጋታት ኣውሮፓ መጠን ርጉዲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን – ኣይተ መላኩ ኣለበል Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን” ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣይተ መላኩ ኣለበል ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ምንቅስቓስ ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ባለስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቓዊ ተረፍ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ተሓቢሩ። እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ሚሳኤል፥ መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ዓቕሚ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ሃገሮም ብምዕባይ ኣብ ልዕሊ ፀላእትና ክንጥቀም ኢና ምስበሉ ድሕሪ ሒደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕማም ጊኒ ዎርም ካብ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ንምዕዛብ ጋምቤላ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕማም ጊኒ ዎርም ካብ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ንምዕዛብ ናብ ክልል ጋምቤላ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጋምቤላ እንትበፅሓ፥ ብላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ኣቀባበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ውፅታዊ ዘተ ምግባሮም ገሊፆም። ኣምባሳደር ታየ ምስተን ኣምባሳደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ፥ ቃለ ጉባኤ ምፅዳቕ፣ ተወሳኺ በጀት ምፅዳቕን ሓደሽቲ ሽመታትን ከምዘከናውን ትፅቢት ኣሎ፡፡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ትኹረት ተገይሩ ከምዝስራሕን ህዝቢ ብምስታፍ ከምዝሳለጥን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ግምገማ ኣካይዱ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሓባር ዝገምገመ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ… Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ሜጀር ጀኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ) ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ልደታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተርኣዩ ህውከታትን ገበናትን ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ…