ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንዩክሬን ቃል ካብ ዝኣተውዎ ሓገዝ ኣፅዋር እቲ 80 ሚኢታዊ መዳፍዕ ኤም- 777ን ጠያይቲን ኣብ ኬቭ ከመዝበፅሐ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኬንያ ምኽትሎም ካብ ሓላፍነት ንኽለዓሉ ምሕታቶም ስዒቡ ኣብ ማእኸሎም ወጥሪ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ምኽትሎም ዊሊያም ሩቶ ካብ ሓላፍነት ንኽለዓሉ ምሕታቶም ስዒቡ ኣብ ማእኸሎም ወጥሪ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ። እቲ ወጥሪ ክመፅእ ዝኸኣለ ፕሬዚዳንት ኬንያታ፥ ኣብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ሃገሮም ወሳኒ ስጉምቲታት ኣይወሰዱን…
ቢዝነስ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ-ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ዓማዊል ኣቕርቦት ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ቀጥታ ኢንቨስትመነት ወፃኢ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሴኔጋል ዳካር ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 54 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኢሲኤ) ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ ኢዩ። እቲ ኣኼባ ካብ 3 ክሳብ 9 ጉንበት 2014 “ናይ ኣፍሪካ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፋይናንስ ምግባር፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝተውፃእፅኡ ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ። ኣብቲ እዋን ምክፋል መኣዲ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ብሓምለዋይ ገደና ኣቢሎም ዝበቖሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብምዕራብ ኣፍሪካ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ቀጠና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ሃገራት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኒጀር ኒያሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዓበይቲ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ሰላምን ዕቤትን ኢትዮጵያ ብዘይደልዩ ሃገራት ዝሕገዝ ትካል…
ስፓርት 3ይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። እቲ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ፥ ትማሊ ምሸት ፋሲል ከነማ ንወላይታ ዲቻ 3 ን 1 ኣብ ዝረትዐትሉ ፀወታ ኢዩ ፍፃምኡ ረኺቡ፡፡ ኣብ ሳልሳይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብትልሚ ልምዓት ኣባይቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ብተወሳኺ ብንኡስ ፕሮግራም ልምዓት ኣባይቲ ገፀር ኣስታት 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣባይቲ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ይካየድ ኣሎ Desta May 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም። እቲ መድረኽ “ ኦሮሚያ፣ ኢትዮጵያ…