ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር፣ ተሰማዕነት ሃገርና ንምጥንኻርን ተበፃሕነትና ንምስፋሕን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ዲፌንድ…