Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሚኒስቴር ጥዕናን ኢጋድን ኣብ ዘፈር ጥዕና ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስራሕቲ መመሓየሺ ግንዛበ ጥዕና ሕብረተሰብን ምርምርን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሚኒቴር ጥዕናን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ዓቕመ ደካማታትን ንመውዐሊ ዒድ ኣልፈጥር ህያብ ተርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ዓቕመ ደካማታትን ንመውዐሊ ዒድ ኣልፈጥር ህያብ ተርኪቱ። ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታት ኣሳኢታን ዱብቲን ንዝርከቡ ወገናት ልዕሊ 2…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሶላት ዒድ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕ 443 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። በቢዓመቱ ንዝኽበር በዓል ዒድ ዓልፈጥር እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዘገናዘበ ትልሚ ብምውጻእን ካልኦት…

ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኩባንያ 'adizero' ብዝብል ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ 14 ደቂቃ 37 ሰከንድ 2 ማይክሮ ሰከንድ…

ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል…

ነዚ ዓመት ተኸላ ፈልሲ #ሓምለዋይኣሰር ዝራእቲ ኣርቃይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፈልሲታት ይሰናድኡ ኣለዉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነዚ ዓመት ተኸላ ፈልሲ #ሓምለዋይኣሰር ዝራእቲ ኣርቃይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፈልሲታት እናተሰናድኡ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ከም ኩለመዳይ ድሌት ተኽሊ፣…

ከም ሃገር ዘጋጠሙና ፀገማት ንምስጋር ሙስሊሙን ክርስቲያኑን ንዘበናት ብሓድነት ምንባሮም ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱ ኢዩ – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና አትዮጵያውያን ከም ሃገር ዘጋጠሙና ፀገማት ንምስጋር ሙስሊሙን ክርስቲያኑን ንዘበናት ብሓድነት ምንባሮም ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱልና ከምዝሓለፈ ክፍለጥ ይግባእ” ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 20 ተሸከርከርቲ ናብ ክልል ትግራይ ምእታወን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምግቢ፣ ዘረኣቲ እኽሊ፣ ቀረባት ሕክምናን መሕከሚ ማይን ዝፀዓና 20 ተሸከርከርቲ መቐለ ምእታወን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቲ ቀረብ ሕክምና ኣብ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደረጃ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ዝህባ 13 ጣቢያታት ጥዕና ዝርከቡ…

መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ዕለተ ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ዕለተ ሰኑይ 24 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ከምዝበሎ፥ ወርሒ ሎሚ ምሸት ብዘይምርኣያ እቲ በዓል ዕለተ ሰኑይ ክኽበር ኢዩ።…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን 389 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ተካይዶ ኣብ ዘላ ወፍሪ መጥቃዕቲ  389 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ብግደኣ ኣብ ሰሜንን ምብራቕን ሸነኻት እታ ሃገር ዘጥቅዕ ዘሎ ሓይሊ ሩሲያ ንምዕጋት ሰራዊታ ይዋደቕ ከምዘሎ ኣፍሊጣ። ሰራዊት…