Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ሙዋይ ኪባኪ ተረኺበን፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ከምዝነበሩ ብተግባር ዘረጋገፁ መራሒ ነይሮም ኢለን፡፡…

1 ሺሕን 148 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 148 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ 12 ህፃናት እንትኾ፥ 1 ሺሕን 136 ዝኾኑ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም፡፡ እቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝን…

ገበን ብኻሊእ ገበን ንምእራም ምፍታን ዘይሕጋዊነት ኢዩ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበን ብኻሊእ ገበን ንምእራም ምፍታን ዘይሕጋዊነት ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ኣብ መምለኺ በቦታ…

ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር ብፅንፈኛ ሓይሊታት ዝበፅሕ ጥቕዓት ኣይንዕገስን – ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር ብፅንፈኛ ሓይሊታት ዝበፅሕ ጥቕዓት ከምዘይንዕገስ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ብሓይሊታት ፀረ…

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 21 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ኣለማየሁ ጢሞቴዎስ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ልዑል ህዝቢ ዝተረኸበሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ፈረንሳይን ኣብ ኬኒያ ሓላፊ ኢንተርፖልን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ፖሊስ ፌደራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ፈረንሳይን ሓላፊ ቢሮ ምትሕብባር ዲሲ ኣይ ኤስ ጂን ክሪስቶፍ ሂላሪን ኣብ ኬኒያ ሓላፊ ኢንተርፖል ጌዲዮን ኪሚሉንን ተዛቲዮም። ኮሚሽነር ጀነራል…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይዝኾነ ይኹን ገደብ ናብ ክልል ትግራይ ንኸኣቱ ይገብር ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይዝኾነ ይኹን ገደብ ናብ ክልል ትግራይ ንኸኣቱ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብመንግስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላም ናይ ምዕሳል ውሳነ ካብ ዘመሓላለፈሉ ዕለት ጀሚሩ 146 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና…

መንግሰቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተፈጠረ ክስተት ስዒቡ ናይ ጎንፂ ነጋዶ ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዝተፈጠረን ናብ ካልኦት ከባቢታት ንኽስፋሕፋሕ እናተሰርሐ ዘሎ ዘሕፍር ተግባር ብክርስትና ይኹን እስልምና ሃይማኖታት ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ…

ሓድነትን ምትሕብባርን ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ከምዘድሊ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነትን ምትሕብባርን ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጨምባላላ ብዝግባእ ሓሊኻ ንዝመፅእ ወለዶ ምምሕልላፍ ከምዝግባእ እውን እቶም ርእሰ ምምሕዳር ተዛሪቦም፡፡ ባህሊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ለሚ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ፣ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝን ካልኦት ላዕለዎት…