ውሽጥና፣ ከባቢናን ሃገርናን ሰለማዊ ንምግባር ሕድሕድና ንሰላም ቅድሚያ ክንህብ ኣለና-ኣይተ ኣወል ኣርባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሽጥና፣ ከባቢናን ሃገርናን ሰለማዊ ንምግባር ሕድሕድና ንሰላም ቅድሚያ ክንህብ ኣለና ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሐዳር መበል 1443 ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምክኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ…