Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ቢሮታት ክልላት እቲ ቤት ዕዮ፣ ኮለጃትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ…

ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪካ “ቢትኮይን” ተባሂሉ ዝፍለጥ ድጂታላዊ ገንዘብ ኣብታ ሃገር ሕጋዊ ክኸውን ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ20፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ፡ 'ቢትኮይን' ተባሂሉ ዝፍለጥ ድጂታላዊ ገንዘብ፡ ኣብታ ሃገር ሕጋዊ ክኸውን ወሲና። እቲ ስጉምቲ፥ ኣብ ዓለም ተመሳሳሊ ውሳነ ዝወሰደት ካልኣይቲ ሃገር ክትከውን ገይሩዋ'ሎ። ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ብምሉእ ድምፂ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ዩክሬን ብዘሎ ጎንፂ ጣልቃ ኣብ ልዕሊ እትኣቲ ሃገር ቅፅበታዊ መጥቃዕቲ ከምዝፍፀም ተሓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ20፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ዩክሬን ብዘሎ ጎንፂ ጣልቃ ኣብ እትኣቲ ሃገር መብረቓዊ መጥቃዕቲ ከምእትፍፅም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቖም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሕጊ መውፅኢ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሓይሊታት ወፃኢ ኣብ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ናይ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መሰተአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጂያን ምባንዳ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ጥዕና ጠንካራ ሽርክና ንምፍጣር ዘኽእል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። በፍላይ ኣብ…

ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሓቲቱ

 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር ኢድሪስ፥ ኣብ ጎንደር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጉሚ ኤልዴሎ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ወፍሪ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስቓይ…

ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃበ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ጎንደር ብዝተፈጠረ ህውከት ህይወት ሰብ ካብ ምሕላፍ ብተወሳኺ ዕንወትን…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ዝኾነ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ንምኽባር ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ኣምባሳር ሽፈራው ሽጉጤ፣ መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነን ካልኦት ላዕለዎት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ብቋንቋ ሲዳምኛ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ፕሬዚዳንት…