ሃይማኖት ናይ ሰላም እንበር ብዝኾነ ምኽኒያት መበገሲ ጎንፂ ክኾና ኣይግባእን-ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ናይ ሰላም እንበር ብዝኾነ ምኽኒያት መበገሲ ጎንፂ ክኾና ኣይግባእን ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ፀገም ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ዝተፈፀመ…