ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። በዓል ትንሰሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ በዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶት እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ብተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም /ኣይ ኤም ኤፍ/ ክሪስታሊና ጆርጊቫ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ኣካላት ፀፅታን መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ። ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዲ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምስ ዓቕመ ደካማታት ኣኽቢሮም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ 230 ንዝኾኑ ዓቕመ ደካማታት ኢዮም በዓል ምኅንያት ብምግባር እንግዶት ምሳሕ ገይሮም ዘለዉ፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶት ናይ ኣርባዕተ ወገናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “በዓል ፋሲካ እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ብምስራሕን ክኸውን ኣለዎ”-ኣቦታት ሃይማኖት Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “በዓል ፋሲካ እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ብምስራሕን ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት፥ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፥ ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ በህይወት ኣብ ዝነበርሉ እዋን ዝነበረ ራዕይ ርሑቕ ነይሩ ኢሉ። ኣብ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ ሰዓት 9:00 መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ኣብቲ ዝተረቑሐ ሰዓት ትሽዓተ ጊዘ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍለጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 34 ኣባላት ኣልሸባብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክልላት ኦሮሞን ሶማሌን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 34 ኣባላት ኣልሸባብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ደሕንነትን ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ሶማሌን ኦሮሞን ብምትሕብባር ብዝተገበረ…