ዕለተ ዓርቢ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ-ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕለተ ዓርቢ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየር ኮሚቴ ምትሕብባር “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ኣፍሊጡ።
ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ናብ ኢትዮጵያ…