መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ከምዝትግበር ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ኃይሌ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡
እቲ ሪፎርም ብፍላይ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ምምሕያሽ ዝሐሸ…