Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ምስ ተወከልቲ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዘጋጠመ ዕንወት መሊስካ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር ለኸ “ንኢትዮጵያ ነገልግል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ህዝታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ፣ ክልል ሃረሪ፣ ክልል…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ኣብ ዲጂታላይዜሽን ንሓራዊ ተረባሕነት ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ። ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻን ሓላፊ ቢሮ…

ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መዓልቲ ግልጋሎት ምኽንያት ብምግባ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተወደበ ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ ነበርቲ እታ ከተማ ብወሳኒ ኩነት ን80 ዓመታት ዘገልገለ እቲ…

ኣገልጋላይነት ብሕይወት ክሳብ ዘለና ክንፍፀሞ ዝግባእ መምርሒ ህይት ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልጋላይነት ኣብ ሓደ መዓልቲ ተወሊዑ ከምዝጠፍእ ሽምዓ ዘይኮነስ፤ ብህይወት ክሳብ ዘለና ክንውግኖ ዝግባእ መምርሒ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ÷ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት…

ሚኒስትራት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ። ኣብ ግልጋሎቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲን በፃሕቲን ሓበሬታ ቱሪስትን ዕምበባን ብምብርካት ፃንሒቶም…

መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ሓላፊ ጉዳያት ካቢኔ ቤት…

ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሓለዋ ከባቢ ዝኸውን ሓገዝ 25 ሚሊየን ዶላር ገይራ። ኢትዮጵያ ልቀት ካርቦን ንምቕናስ ዓሊማ እትገብሮ ፃዕሪ፥ ደኒ ናብ ዝነበሮ ንክምለስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ንብረት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መዓልቲ ኣገልግሎት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ። እቲ ኣገልግሎት ካብ ሰዓት 1 ክሳብ 3 ቅድሚ ቀትሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናይ ዝርከቡ ጥምር ኮሚቴ 13…