ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሪስ ኒኮይ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ጉድኣት…
ቴክኖሎጂ ምልማዕ ቴክኖሎጂ ደበና ዘበረታትዕ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮን ብምጥቃም፣ ብግራውንድ ጀኔሬተርን ናይ ርሕቐት መቆፃፀሪን ብምጥቃም ሎሚ ዝተገረ ፈተነ ደመና ምዝናብ ቴክኖሎጂ ውፅኢታዊ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብቲ ፈተነ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና “ቃል ኪዳን ጀጎል” ዝተብሃለ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ምስ ጨንፈራት ኣቢያተ ፅሕፈት ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን "ቃል ኪዳን ጀጎል" ዝተብሃለ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ሃረሪ ካብ 22 ነሓሰ ጀሚሩ 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ከምዝኾና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብስፍሓት እናተንቀሳቐሰሎም ዝነበሩ መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ከምዝኾና ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ምትሕግጋዝ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስብኣዊ ሓገዝ…
ስፓርት ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ጀኬቲ ኩዊንስ ዝገጠመት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ÷ ስሩዕ ፀወታኣ ብማዕረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ 4 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ “ቅድመ መጠንቀቕታ ንኹሉ” ዝተብሃለ ምንቅስቓስ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ስግቸኣት ሓደጋ፣ ቅድመ መጠንቀቕታን ምላሽን ትኹት ዝገበረ ምንቅስቓስ ሎሚ ኣብ ሙዚየም ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም። Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ፅቡቕ ርክብ ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ቦርድ ኣመራርሓ ልምዓት ኢኮኖሚ ሲንጋፖር ምኽክር ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሚን ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምስ ቦርድ ኣመራርሓ ልምዓት ኢኮኖሚ ሲንጋፖር ምኽክር ገይሮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣመራርሓታት ክልቲኦም ትካላት ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት…