ኩባንያ ሜታ ንኣመራርሓታት ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ሜታ ኣብ ዘፈር ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ትኹረት ብምግባር ንኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ።
እቲ ስልጠና÷ ኩባንያ ሜታ ኣብ ፌስቡክ፣ ዋትስ ኣፕን ኢንስታግራምን ሰብ ስራሕ ምስትውዓል…