Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ሓድነት ህዝብታት ንክጠናኸር ዘኽእል ምቹሕ ኩነታት ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም። ከም ሃገር ሰላም ንምንጋስን ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ህንፀት ሰላም ንምጥንኻርን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ…

ልዕሊ 188 ሺሕ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ተዋሂቡዎም – ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 188 ሺሕ ዝኾኑ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ከምዝተውሃሎም  ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ቢሮታት ፍትሒን ትካላት ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊን ክልላት ኣብ ኣዲስ…

ኣቡዳቢ ንሓበራዊ ባንኪ  “ብሪክሱ” ዝኸውን ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሃገራት “ብሪክስ” ብሓባር ንዘጣይሽኡ “ባንኪ ኒው ዴቬሎፕመንት” (ኤን.ዲ.ቢ) ዝኸውን ተወሳኺ ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ። ሚኒስትር ገንዘብ እታ ዓዲ ኣብደላ ቢን ቱቅ ኣል ማርሪ፥ ኣቡዳቢ ኣባልነታ ተጠቒማ ኣብቲ ጉጅለ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ዝርከባ ትካላት ፋይናንስ ሓረስታይ ኣብ ምስታፍ ትኹረት ክገብራ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ዝርከባ ትካላት ፋይናንስ ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ሃገር ዝኾነ ሓረስታይ ኣብ ምስታፍ ትኹረት ክገብራ ከምዝግባእ ሰብሞያ ኢኮኖሚን ቢዝነስን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሞያውያን÷ ህዝቢ ትግራይ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ንምስራሕ ዘለዎ ቆራፅነት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት ምስ መሓዙት ልምዓት ተዋዲዱ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ቅድሚት ክወሃቦም ዝግብኡ ጉዳያትን መሓዙት ልምዓት…

ኢትዮጵያ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ምስ ኩባኒያ ስዊድን “ሚልዮማንኒግ” ውዕሊ ኣሲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኽእለት ዝደንፈዐን ዝሰልጠነን ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ኣብ ሃገረ ስዊድን ምስ ዝርከብ ኩባኒያ “ሚልዮማንኒግ” ብሓባር ንመስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪማ። እቲ ስልጠና ክእለት÷ ኢትዮጵያውያን ሕጋዊ ብዝኾነ ስርዓት ኣሰራርሓ ስዊዲን…

ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ  ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ  ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ዡ ጓዋንጉዌ ዘቲዮም።…

ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንኣመራርሓ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምምሕያሽ ዝዓለመ እንትኸውን፥ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ጠመተ ብምግባር ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ስልጠና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ኣፍሪካ “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ተጎዓዝቲን ኣብቲ ምርኢት ንግዲ ዝቐርቡ ፅዕነታትን ናብ ኳታር ከምዘመላልስ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023…

ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ሃንጋሪ ከተማ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…