Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ተረኺቦም። ብማስተዋል ኣሰፋ

ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲምፖዚየም ስግግር ፍልጠት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሲምፖዚየም÷ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ንኢትዮጵያ ብምውካል ተረኺቦም መደረ ኣስሚዖም፡፡ ኣብ መደረኦም…

ኣፍሪካ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ናይ መከሓሓሲ በጀት የድልያ – ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን ናይ መከሓሓሲ በጀት ከምዘድልያ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣፍሊጡ። ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣፍሪካ ትመርሖ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ከምዘድሊ እውን ኣገንዚቡ፡፡ ብዋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሓደ መንግስቲ ናይ…

ኣብ ከተማ ኣኽሱም በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ፅባሕ 24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝኸበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ። “ኣሸንዳ፣ ዓይኒ ዋሪን ማርያን ንዘላቒ ሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን" ብዝብል ቴማ ዝተካየደ ውድድር ጉያ…

ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደቂ ሰባት ነፃነትን ክብርን ክብሉ ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንጀጋኑ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝተሃነፀ…

3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘበናዊ መሳርሒ ሕርሻ  ከምዝተሓረሰ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ እዋን ክረምቲ ክሳብ ሕዚ 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘበናዊ መሳርሒ ሕርሻ ከምዝተሓረሰ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ንፋና ብርድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ እዋን ክረምቲ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳ ፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ  ቻም ኡጋላ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሩሲያ ማርቼንኮ ኢቭጄኒ ኢቭጄኒቪች ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 20 ኣብ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጥዕና ልዝብ ከምዝግበር ካብቲ ሚኒስቴር…