ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝተማልአ ኩነታት ንኽትግበር ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝቐልጠፈን ብዝተማልአ ኩነታት ተግባራዊ ክኸውን ከምዝግባእ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ሚኒስቴር…