ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍትሓዊ ሕቶታት መሰረተ ልምዓት ዜጋታት መልሲ ክረኽቡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ርክብ ብምፍጣር ፍትሓዊ ሕቶታት መሰረተ ልምዓት ዜጋታት መልሲ ክረኽቡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉበኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መድረኽ ዘተ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ አያሌው፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ትግራይ ንህፃናት ኣድለይቲ ዝኾኑ ክትባታት ንምብፃሕ በምውዳድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ዩኔስኮ 2 ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት ይግበር ኣሎ Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዝድህሰስን ሓደ ዘይድህሰስን ብድምሩ ክልተ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ፀሐፊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጌታቸው ታዓን ሓላፉ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ዙር ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ካብ ፈላማይ ዝቐፀለን ናይዛ ሃገር ቀዳማይ ምዕባለ ኢኮኖሚ ድልየትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ። ድሕሪ ነቲ ዝተረኸበ ሃዋህው ንምዝራግ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ትልሞም ንክፍሽል እቲ ማሕበረሰብ ተወዲቡ ክቃለሶምን ከባቢኡ ካብ ከምዚኦም ዝዓይነቶም ሃወኽቲ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከሲቡ Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከመዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሓፈሻዊ ሃፍቲ እቲ ባንኪ 1 ነጥቢ 2 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ተዛሪበቦም። ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ። እቲ ትካል ብፎቶ ካሜራ፣ ቪዲዬ ካሜራ፣ ቪዲዮ ኤዲቲንግን ግራፊክስን ዘሰልጠኖም ሰራሕተኛታት ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢዩ ኣመሪቑ። እቶም ሰልጠንቲ ንሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር እቶትን ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሞም። ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ብምዃን ግብሮም ንምኽፋል ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ነዚ ድማ ብኣገልግሎት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ መውፃኣ ስዒቡ ክሳራታት የጋጥማ ከምዘሎ ፀብፃብ ብሉምበርግ ኢኮኖሚክስ የረድእ። እቲ…