ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ ይሰርሕ ኣለኹ – ኤምባሲ ፖርቹጋል
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውስ ፍራጎሶን ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን…