Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ርብርብ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 10 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ምሸት ሰዓት 3 ጀሚሩ ኣብቲ ፓርክ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ጎስጓስ ህዝቢ ብምፍጣር…

ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ጎንፂ ህይወትን ንብረትን የጥፍእ እምበር ፀገም ከምዘይፈትሕ ዝገለፃ ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት…

ኣብ 41 ዓመቱ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዘመዝገበ ኣትሌት – ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ለንደን ኣበ ዝተኻደ ውድድር ማራቶን  ልዕሊ 40 ዓመት ዝኾኖም ኣትሌታት ካብ 2019 ንደሓር ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ናእዳ ረኺቡ፡፡ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን 2 ሰዓት 4…

ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ማራቶን ቪዬና 2024 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጫላ ረጋሳ ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ቪዬና 2024 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 35 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ 2 ሰዓት 4 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ካልኣይ ደረጃ…

ባንኪ ልምዓት ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብምዝርጋሕ ተግባራዊ እናተገበሩ ከምዝኾኑ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንግስት ፍሉይ ትኹረት ብስፍሓት ዝተጀመሩ ስታርት ኣፓት ብፋይናንስ ንምሕጋዝ እናተሰርሐ…

ጠለባት ሰብኣዊ ሓገዝ ብርእሰ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኸእል ፖሊሲ ተሓንፂፁ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠለባት ሰብኣዊ ሓገዝ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኸእል ፖሊሲ ተሓንፂፁ ኣብ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር)÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ…

ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተኻዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 10 ሺሕ ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ካብ 22 ጋንታታት ዝተውፃእፅኡ ኣትሌታት ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታ ኢትዮጵያ ፈርዮም ናብ ዓለም ለኸ…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ (ፖልዮ) ከካይድ እዩ። ኣብቲ ተተሊሙ ዘሎ ወፍሪ ክታበት ዝጠመተ መድረኽ ዘተ መዕበዪ ግንዛበ ሕብረተሰብ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ። እቲ…

ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ትማሊ ምሽት ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ኮንቲኔንታል ቱር ጎልድ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ናይ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ፅባቐ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ ዓድዋታት እዚ ትውልዲ ሓደ ኢዩ-ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ፅባቐ ኢትዮጵያ ካብ ዝቐየሩ ዓድዋታት እዚ ትውልዲ ሓደ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሃገራዊ መርሃ ግብሪ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ‘’ሌማት ትሩፋት’’ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ…