Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ሰልጠንቲ ኣቀባብላ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ሰልጠንቲ ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣቀባብላ ተገይሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው፣ ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም። እቲ ኤክስፖ "ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ…

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ሕቡራት መንግስታት ፋቱ ሃይድራ ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶን ኢትዮጵያን ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ብዛዕባ…

ኤግዚቢሽንን ጉባኤን በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ቡን ኣፍሪካ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 20 ኤግዚቢሽንን ጉባኤን በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ቡን ኣፍሪካ ካብ 28 ጥሪ ጀሚሩ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ…

ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ኦክስጅን ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ብናይ ባዕሉ ውሽጣዊ ዓቕሚ ኦክስጅን ምፍራይ ጀሚሩ። ስራሕ ኣብ ዝጀመረሉ ትማሊ ዕለት ጥራሕ 62 ኦክስጅን ምፍራይ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡ እቲ…

ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢንቨስትመንታት ይጉብንዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብውልቀ ኣልማዕቲ እናለምዑ ኣብ ዝርከቡ ኢንቨስትመንታት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ኣምባደራት ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጎልድ ኢንዱስትሪ መንደር ፌዳ ዋቅ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት…

ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ኣብ ሸውዓተ ትካላት ፌዴራል ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ኣብ ሸውዓተ ትካላት ፌዴራል ተግባራዊ ከምዝትግበር ተግባራዊ ከምዝግበር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን መንግስቲ ብምድሃብ÷ ሚኒስቴር ገንዘብን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን…

ምምላስ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብዓርሰ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ – በዓል መዚ ሲቪል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምላስ "ፀሓይ" ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብናይ ባዕልና ፈጠራ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ ክብል በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣመልኪቱ ኣብ…

ልዕሊ 4 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ከም ሃገር ካብ ዝተፈነዉ 4 ሺሕን 623 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 4 ሺሕን 493 ዝኾኑ ምፍሻል ከምዝተኻእለ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ሰለሞን ሶካ÷ ኣፈፃፅማ…

መዕወኒ ሓሺሽ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፌስታል መዕወኒ ሓሺሽ ኣብ ተሽከርካሪት ብምፅዓን እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ዝተትሓዙ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 01 ለቡ ሙዚቃ ቤት ተባሂሉ ኣብ…