Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤፍ-16 ዝዓይነታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን (ጀት) ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ። ኣብቲ ከባቢ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ እዋን ኣብ ልሊ ጦር ኣውሮፕላን ተመሳሳሊ ሓደጋ እንተጋጥመን እዚ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እታ ናይ ውግእ…

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብ651 ሚሊየን ብር ፕሮጀክታት ልምዓት ይህነፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራት ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ብ651 ሚሊየን ብር ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት እናተኻየደ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ ህንፀፅ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ብዝሰለዖ 351 ሚሊየንን ባንኪ ዓለም ብዝገበሮ 300 ሚሊየን ብር ሓገዝን…

ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ብ523 ሚሊየን ብር ኣብ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት ማይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ኢ/ር፣ ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ ብ523 ሚሊየን ብር ኣብ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት ማይ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ክልል ከተማ ዲላ ብ400 ሚሊየን ብር ከምኡ ውን ወረዳ ገደብ…

ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንስደተኛታት እናገበሮ ዝርከብ ክንክን ውሕመ ናእድኡ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ካብ ሱዳን ተመዛቢሎም ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ኩርሙክ ንዝርከቡ ንስደተኛታት እናገበሮ ዝርከብ ክንክን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ፊሊፖ ግራንዴ ናእደኦም ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዘዳንት ካን 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተዘዋዊረን ተዓዚበን፡፡ ከምኡ…

ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበርኪቶም፡፡ ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተተሓሓዙ ሓድጊታት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኽቕመጡ ከንቲባ አዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦ ፃውዒት ስዒቡ ኢዩ እቶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኔ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኔ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ኩለ መዳይ ጉዳያትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በቲ…

ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ምምዝጋባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ንወፃኢ ዘቕረበቶ ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ብሓፈሻ 238 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ልዑል ሽይጣት ምምዝጋባ ተገሊፁ። ነቲ ሽይጣት ምውሳኽ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ እውን ተሓቢሩ። መንግስቲ እታ ሃገር…

ኣብ ከተማታት እናወሰኸ ዝመፅአ ቁፅሪ ሰብ ክሽከም ዝኽእል ቀረብ ኣባይቲ ንክህሊ ቆላሕታ ንክወሃብ ተሓቲትቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት እናወሰኸ ዝመፅአ ቁፅሪ ሰብ ክሽከም ዝኽእል ቀረብ ኣባይቲ ንክህሊ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ቆላሕታ ንክወሃብ ተሓቲትቱ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ…

ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ፌስቲቫል “ባህሊ ንሕብረትን ሓድነትን” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ናይ ጥንቲ ፈልጠት ሲዳማን ዝጥቀመሎም ባህላዊ ናውቲታትን ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…