Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ስራሕቲ ልምዓት፥ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቅነሳ ድኽነት ዘትግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኢዮም ተባሂሉ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን…

ግዜኢ ዘህነፆ ዘበናዊ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ(ግዜኢ) ዘህነፆ ዘበናዊ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ተመሪቑ ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ  ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ህንፀት ተቛራፂ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ። እቲ ህንፀት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 145 ሚሊየን ዶላር ከምዝፍፀም ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ…

169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብህ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮፐያ ኣፍሊጡ። ኣብ ምእካብ ደም፥ ባንክታት ደም መቱ፣ ሻሸመኔ፣ ወሊሶ፣ ኣዳማ፣ ኣምቦ፣ ቦንጋ፣ ኣሶሳ፣ ጅግጅጋ፣ ቢኪን ድሬዳዋን ዝሓሻ…

ብሓባር ናይ ምልማዕ ትልሚ ኢትዮጵያን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ኣይግባእን – ኣምባሳደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ትልሚ ሂብካ ምቕባልን ብሓባር ምልማዕን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ከምዘይግባእ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ፣ ቻይናን ካናዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ጠለብ በሪ ባሕሪን ሕቶ…

ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ…

ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ ከብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተሸለሙሉ ዝኸበረ ሜዳሊያ ሽልማት ፋኦ ኣግሪኮላ ጠሚተን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍልጦን ሽልማትን ዝረኸቡ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዝተውሃቦም ዝኸበረ ሽልማት ሜዳሊያ ኣግሪኮላ ፋኦ ንዘርአዩዎ ኣመራርሓን ቆራፅነትን ከምዝኾነ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂዮርጂያ ሜሎኒ ኣተኣናጋድነት ኣብ ዝተሰናድአ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ፥ ድልድል ሓበራዊ ዕብየት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ ኢዩ። “ማቲዬ ፕላን ፎር…

ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ እቲ ቅሬተ ኣካል ምስ ዝረኸቡ ኣርኪዎሎጂስት ዶናልድ ጆሃንሰን (ፕ/ር) ዘቲየን።…