ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ …