Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ሪያል ማድሪድ ንፍራንኮ ማስታንቱኖ ብዕሊ ኣፈሪማቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ንኣርጀንቲናዊ ተፃዋቲ ፍራንኮ ማስታንቱኖ ካብ ሪቨር ፕሌት ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እታ ክለብ ነዚ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ንዝውውር 45 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ እዚ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዕለት ልደቱ ንሽዱሽተ…

ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣካል ከይዲ ዘተ ንምግባር ኩሎም ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዘለዎ ግደ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም እተመርቖ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን ይካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ማይ…

ኣብ እዋን ክራማት 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ። ልኡላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ካብ መንጎ ዝተቐመጡ ሸቶታት ዓቕሚ ምዕባይ ግዚያዊ…

ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንኹሉ ዜጋ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ። 3ይ ጉባኤ ፍልጠት “ፈጠራ ሰብ ስራሕ ብልሒ ብምጥቃም ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ዕዳጋን መርኣያታትን ምክፋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ብሪክስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምጥንኻር ጥጡሕ ባይታ ፈጢሩ – ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብማዕቀፍ ብሪክስ ዝተረኸበ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ብምጥቃም ምስ ብራዚል ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ንግዳውን ምትሕብባር ንምጥንኻር እናተሰርሐ እዩ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፡፡ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን…

ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ትካል ግብረ ሰናይ ዳያሊሲስ ሕሙማት ኩላሊት ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሕሙማት ኩላሊት ንቕለ ተኸላ ክሳብ ዝገብሩ ንሕፅበት ኩላሊት (ዲያሊሲስ) ዘድልዮም ወፃኢታት ንምሽፋን ደገፍ…

ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሉ ስራሕቲ ምክልኻል ክሊማዊ ለውጢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ  ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሎም ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን። ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ኢትዮጵያ ግደኣ ብኣግባቡ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ሕትመት 32 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዘበነ ትምህርቲ 2018 ዝኸውን 32 ሚሊየን ሕትመት መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምክያድ ተተሊሙ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ቡልቶሳ ኢርኮ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት…

ኣብ ክልል ዓፋር 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ኣውስትሮሎፒቲከስ ቅሪተ ኣካል ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዝፅጋዕ ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ኣውስትሮሎፒቲከስ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ። በዓል መዚ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ ጉጅለ ሳይንቲስታትን ተመራመርቲን ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኣሪዞና ምስቲ በዓል መዚ ብምትሕብባር ኣብ ክልል…