Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣጀንዳ ምእካብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ተጀሚሩ፡፡ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ምስ ግብፂ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ኬንያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቦትስዋናን…

ኣዲስ ኣበባ ምስ ታሪኻታ እናጠዓዓምና ዘበናዊት ከተማ እናገበርናያ ንርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ታሪኻታ እናጠዓዓምና ዘበናዊት ከተማ እናገበርናያ ንርከብ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ን 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ማእኸል ዕዳጋ 4 ኪሎን መኪና መቖሚን መሪቐን ንኣገልግሎት…

እቲ ሆስፒታል ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ዘለዎ ከባቢ ፈጢሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሆስፒታል ኮምፕሬሄንሲቭ ሼኽ ሓሰን የበሬ ሓምለዋይ ቅፅር ግቢን ምችው ፅርየትን ከባቢ ፈጢሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን201 ሺሕን 988 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ ዓብዱልፋታ የሱፍ ከምዝበልዎ፤ ኣፍረይቲ…

ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ መርኣያ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኢዩ- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ መርኣያ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)። “መሰረተ ልምዓት ባቡር ንንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ፓናል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…