Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኩባንያ ኣንቴክስ ቴክስታይል ብ20 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዳማ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዝርከብ ኩባንያ ኣንቴክስ ቴክስታይል ብ20 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ምስፍሕፋሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)፥ ምንቅስቓሳት ስራሕቲ እቲ…

ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሓደ እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓለቲ መበል 18 ናይ ምድብ ፀወታ ዘካየደት ሸገር ከተማ ንእንጅባራ ከተማ 5 ን 1 ክትስዕር ክኢላ። እቲ…

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። እቲ ሕክምና ካብ 2 ክሳብ 8 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣካያዲ ስራሕ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ኣይተ መረሳ ገብረስላሴ፥  …

ኣፍረይቲ ኣብ ኣሰራርሓ ጉምሩክ ዘጋጥሞም ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ኣሰራርሓ ጉምሩክ ምስ ኣፍረይቲ ትካላት ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ኮሚሽን ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ÷ኣፍረይቲ ትካላት ንዝገጥሞም ፀገማት ምላሽ ንምሃብ ኣብ ምንቅስቓሳት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ንምዕባይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይሰራሕ…

መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፣ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

መሪሕ ያታ ምልዕዓል ልምዓት፣ ዝምድና ሓበራዊነትን ሕውነትን ይፈጥር-ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘተኣኻኽብ ያታ ሓበራዊነት ሰባት፣ ክብሪ ማንነት ንኽጉልብት ይሕግዝ እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡…

ናይ ትማሊ ዓወት ንዝቕፅል ፀወታ ዓቕሚ ክኾነና ኢዩ – ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ መሳይ ተፈሪ ትማሊ ምሸት ንጅቡቲ 6 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስ ሰዓሩ እቲ ፀወታ ምስዓር ልዑል ትርጉም ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ዓወት ንዝቕፅሉ ፀወታታት ዓቕሚ ከምዝኾኖም ብምሕባር፤ ኣብቲ ፀወታ ካብ ሓላዊ…

ኣብ ቻይና ናንጂንግ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ጅግና ኣቐባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ንግሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ናይ ጅግና…

መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ፡፡ ቅድመ ዘተ እቲ መድረኽ ካብተን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ሰላም፣ ምርግጋእን ልምዓትን ንኽህሉ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ…