ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ዘኻየደቶም…