ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) ብኣተሓባባራይነት ዲቦራ ፋውንዴሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት "ስርዓታት ድጋፍና ነመሓይሽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሉ ውድድር ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝካየድ ውድድራት ፍፃመ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረለን። ቀትሪ ሰዓት 9፡28 ብ1500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር፣ ሳይበርን ሜካናይዝድን ብምዝማን ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። እዚ ሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ሎሚ…
ስፓርት Desta Mar 22, 2025 0 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያ እደቂ ተባዕቲዮ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት በሪሁ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ Desta Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገራ ኣምፂኣ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜዲካል ኮሌጅ ለካቲት 12 ሆስፒታል ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘምሀሮም ተመሃሮ ኣመሪቑ mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሜዲካል ኮሌጅ ለካቲት 12 ሆስፒታል ሎሚ ዕለት ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘሰልጠኖም ተመሃሮ ኣመሪቑ፡፡ እቲ ሜዲካል ኮሌጅ÷ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች አበቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ ማስተርስን ዶክትሬት ዲግሪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ንኬንያ ኣብ መዓልቲ 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቕርብ ኣላ mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንኬንያ ኣብ መዓልቲ 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ እንቕረበት ምዃና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮ-ኬንያ ብዓል 500 ኪሎ ቮልት ኮንቨርተር ጣቢያ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ኣምባሳደር ቱርክዬ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛትየን mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል ንቕለ-ተኸላ ኣካል ሰውነት ንምጥያሽ ኣብ ዝክኣለሉ ኩነታት ምስ ኣምባሳደር ቱርክዬ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛትየን፡፡ ኣብቲ ዘተ ማእኸል ንቕለ-ተኸላ ኣካል ሰውነት ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ሰመራ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ ተመሪቑ mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድን (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረከቡሉ እዩ ዝተመረቐ፡፡ እቲ ፋብሪካ ቕድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዓቕሚታት ግብርናን ኢንዱስትሪን ክልል ዓፋር ኣብ ዘርእዩ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም mizan mekonen Mar 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዓቕሚታት ግብርናን ኢንዱስትሪን ክልል ዓፋር ኣብ ዘርእዩ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት ቅድሚ…