ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጫ ብኽሳራ ዝተደምደመ ወፍሪ ሓድድነት!! Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርጋዲየር ጄኔራል ምግበይ ሃይለን ተሓባበርቱን ብምውዳብን ኣጆኻ በሃላይነትን ወፍሪ ሓድነት ብዝብል ስያመ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ኣምሓራ ትንኮያ ንምፍፃም ኣብ ልዕሊ ዝፈተነ ፅንፈኛ ጉጅለ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሰራዊ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ሓዊሱ ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ኮሚቴ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ሴኔት ኣሜሪካ ኣባል ላዕለዋይ ፕሮፌሽናል ስታፍ ምስ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ ዓውዲ ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር ብሰፊሑ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ለውጢ እናርአየ ዝርከብ ዓውዲ ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር ብሰፊሑ ክስረሐሉ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ፤ ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊንላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሄሌና ኣይራክሲነንን ልኡኽ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ተዛቲየን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብቲ አዋን ዘተ፥ ፊንላንድ ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ…
ቴክኖሎጂ ክልተ ዘበናዊ ጀልባታት ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዛ ኣለዋ Desta Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝተዓደጋ ክልተ ዘበናዊ ጀልባታት ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዛ ኣለዋ። እቲ ሸሓንቲ "ጣና ነሽ - ሁለት" ዝብል ስያመ ዘለዋ እንትትከውን፥ ንኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ እትውዕል…
ስፓርት ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃመ ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ንፍፃ ሓሊፈን፡፡ ኣብ ቻይና ናንጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ፍርቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሳምቡእ ንምክልኻል ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ፀገም ጥዕና ሕብረተሰብ ዝኾነ ሕማም ሳምቡእ ንምዕጋት ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ደረጄ ዱጉማ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ መበል 19 ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሕማም ቲቢን ዓለም ለኸ መዓልቲ ቲቢ 2017ን ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ብልቓሕ ዝተረኸባ 85 ትራክተራት ንዞባታት ትግራይ ተኸፋፊለን Desta Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ብልቓሕ ዝረኸበን 85 ትራክተራት ሎሚ ንዞባታት ኣከፋፊሉ። ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብረሃ(ዶ/ር)፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቲ ክልል ዝተኸፋፋላ ትራክተራት ዓብይ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሓድሽ ደንቢ መቆፃፀሪ ትራፊክ 557/2016 ድሕሪ 10 መዓልቲ ናብ ትግበራ ክኣቲ ኢዩ Desta Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሃገር ብርኪ ዝወፅአ ሓድሽ ደንቢ መቆፃፀሪ ትራፊክ 557/2016 ድሕሪ 10 መዓልቲ ናብ ትግበራ ንምእታው ምድላዋት ከምዝወገነ ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ታደለ መንግስቱ፥ እቲ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ…