Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄትሮው እንግሊዝ እናበረራ ዝነበራ ኣውሮፕላናት ኣንፈት ንኽቕይራ ተገዲደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለንደን ኣብ ጥቓ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ሄትሮው ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምኽንያት እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዓፀወ ተሓቢሩ፡፡ እቲ መዕርፎ ነፈረቲ ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ልዑል ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠሞ ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት ምምሕዳር ተፋሰስ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት ምምሕዳር ተፋሰስ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት፥ “ደገፍ ምምሕዳር ተፋሰስ ንምጥንኻር፣ ሓቛፊን ዝስማዕማዕን ለውጢ” ዝብል ስያመ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ፕሮጀክት ብሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ከምኡውን…

ልምዓት ደኒ መሰረት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 14 ዝነኣድ ዕለተ ዓለም “ደኒን ምግቢን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተሳለጡ ስራሕሊ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ሃገራዊ ሽፋን ደኒ 23 ነ)ቢ 6 ሚኢታዊ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር…

በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንቨስትመን ባንኪ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣገልግሎት ኢንቨስትመን ባንኪ ምጅማሩ ኣፍሊጡ፡፡ ኣክሲዮን ማሕበር ሲቢኢ ካፒታልን ማሕበር ኣክሲዮ ካፒታል ኢንቨስትመንት ባንኪ ወጋገንን ድማ ፈላሞት ኢንቨስትመንት ባንኪ ንኽጅምሩ ፍቓድ ምርካቦም…

ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ከይዲ ኣባልነት ኢትዮጵያ እቲ ትካል ከምዝድግፋ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ኮሚቴ ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ኒኮዚ ኣዌላ (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ኣብ ዘተኡ ድማ ኣብ ከይዲ ድርድር ንግዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ…

ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣብ ቻይና ናንጂንግ ምክያድ ጀሚሩ። በዚ ድማ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋ ሰለስቲአን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን። ኣትሌት ሃብታም ኣለም፣ ኣትሌት ፅጌ…

ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ልዑል ፅዓት ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ዘሎ ኣኼባ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፅዓት ብሪክስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳተፈት ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ በዓል ሙሉእ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ÷ ኣብቲ መድረኽ ብሪክስ ዘሎ…

ኣብ ዩክሬን ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩክሬን ልዕሊ 20 ሃገራት ዝሳተፋሉ ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ሎሚ ኣብ ብሪታኒያ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ብሪታንያን ፈረንሳይን ኣብ ዝመርሕኡ ልእኽቶ ምኽባር ሰላም ብጥምረት ዝኣተዋ ሃገራት ላዕለዎት ወተሃደራዊ…

ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ትካል ንግዲ ዓለም ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዘቕነዐ ብሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዝቲ ኣሎ።…

5 ብሉፃት ጥዕናዊ ረብሓታት ሞሪንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “ተኣምራዊ ተኽሊ” ብዝብል ዝፍለጥ ሞሪንጋ ብቅልጡፍ ዝዓብይን ድርቂ ዝፃወርን ተኽሊ እንትኸውን፥  ዝተፈላለዩ ክፋላት እቲ ተኽሊ ድማ ከም መድሓኒት እናገልገሉ ይርከቡ። መበቆል ሞሪንጋ ኣብ ደቡብ ኤስያን ኣፍሪቃን እዩ፤ ምህርቲ እዚ ሳይንሳዊ…