Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘፈር ቡን 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ምትእስሳር እታወት ልምዓት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ከምዝፈቐደ ተገሊፁ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጣሊያንን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ…

ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…

ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ…

ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ልምዓት፥ ነበርቲ ምስ ተፈትሮኣዊ ፅሩይ ኣየር ጣና ኣብ ምቹእ ጎዳናታት ንክራኸቡ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።…

ስዑድ ዓረብ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዐቲ ኢትዮጵያውያን ዝኸውን 50 ቶን ተምሪ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዐቲ ኢትዮጵያውያን ዝኸውን 50 ቶን ተምሪ ሓገዝ ምግባሩ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ማሕበራዊ ሓገዝ ንዝደልዩ ወገናት…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ÷ ንልእኽቶ ምኽባር ሰላም ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ፥ ኣባላት ሰራዊት ኣኽበርቲ ሰላም ሞተራይዝድ ሻለቓታት 20ን 21ን እዮም፡፡ ሓላፊ ህንፀት…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ምስ ዝኾኑ ኪቲ ቫን ደር ሃይጅደን ብሓባር ኣብ ዝውገኑ ተግባራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ…

ውፅኢታት ፈጠራና ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራን ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ከምዝኾኑ ኣብ ክልል ትግራይ ሰርተፊኬት ኣእምሮኣዊ ንብረት ዝተውሃቦም ሰብ ዋና ፈጠራ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ን55…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ቢዝነስ ጀት ኣውሮፕላን ናብ ውሽጢ ዓዲ ምእታዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተረከባ ቦይንግ 737-800 ዝተብሃለት ቢዝነስ ጀት ኣውሮፕላን ፍሉይ ግልጋሎት ንዝደልዩ ዓማዊል ከምትውዕል ተሓቢሩ፡፡ ቕድሚ ሕዚ ንፍሉይ በረራታት ዝዉዕሉ ግልጋሎታት ብስሩዕ ኣውሮፕላናት ክዋሃብ ምፅንሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ሰዒድ ሓሰን ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናተብኣአሰ ዝመፅአ ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝከኣልሎም ጉዳያት ጠመተ ሂቦም፡፡ እቲ ኤምባሲ ምስ…