ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ካብ ካልኦት ሃገራት እትዕድጎ ፍሪያት ዕንበባ ካብ ኢትዮጵያ ንምዕዳግ ተስማዕሚዓ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ቀጣነዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ልምዓት ኢኮኖሚን ንግዲን ማክሲም ሬሸትኒኮቭ ዘቲዮም። ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ዲፕሎማሲን ኢኮኖሚን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ንምዕባለ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጀመረ ካፒታል ዕዳጋ ክብ ንምባ|ል እንግሊዝ ደገፍ ከምእትገብር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣንጄላ ሬይነር ገሊፀን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ መትሕብባር ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ቆላሕታ…
ቢዝነስ ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢኮኖሚ ዞን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮም Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞን ቦሌ ለሚ ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮምቦሌ ለሚ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷ ኣብቲ ኢኮኖሚ ዞን ፍሪያት ንምፍራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ምስፋሕ ንዕላማ ምዕባለና ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ምስፋሕ ንዕላማ ምዕባለና ወሳኒ ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብረታ ብረት…
ስፓርት ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም። ንሊቨርፑል ሞ ሳላህን ሚንግስ ናብ ዓርሱን ሽቶታት እንተቑፅሩ፥ ዮሪ ቴሊማንስን ኦሌ ዋትኪንስን ንኣስቶንቪላ ሽቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ራይነር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን:: እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኸንን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዑደት፤ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ፣ ክፍሊ ፅገና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፑትኒክ ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ዜና ሬድዮን ብሮድካስቲን ሩሲያ ስፑትኒክ ኢንተርናሽናል ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽፋቱ ዕላዊ ገይሩ። ናይ ኣዲስ ኣበባ "ስፑትኒክ ኣፍሪካ" ብሄራዊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዘኽብር ኤዲቶሪያል ፖሊሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኤስፒን ባርት ኣይድ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ምትሕብባራት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ሰላምን ፀፅታን ቀርኒ ኣፍሪካ ብምድሃብ ከምዝተዛተዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣዶ መምበር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴራል ሩሲያ ጉባኤ ቫለቲና ማትቬንኮ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም እቲ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም እቲ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዳንኤል ደሉቲዝኪይ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ፕሮጀክታት ባንኪ ዓለም ብዘዕግብ ኩነታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…