ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምክልኻል እናተሳተፈት ትርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምክልኻል ኣብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ዓውደ ምርኢትን ምክልኻል ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢትን ኮንፈረንስን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 21 ለካቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 12 ለካቲት ዘበን ተሳጋሪ ፅንዓትና እነርእየሉ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)12 ለካቲት ዘለና ፍቕሪን ዘበን ተሳጋሪ ፅንዓትናን እነርእየሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላ ገሊፆመ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ 12 ለካቲት ረብሓ መስዋእትነትና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ናይ ትማሊ ሓርበኛ ኣቦታት ዝተመሃርናዮ ንባዕልኻ ብምስዋእ ሃገር ምንባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ናይ ትማሊ ሓርበኛ ኣቦታትናን እኖታትናን ዝተመሃርናዮ ንባዕልኻ ሰዊእኻ ሃገር ምንባር እምበር ሃገር ሰዊእኻ ርእስኻ ምንባር ኣይኮነን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፀን፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለንቲና ማትቪዬንኮ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያን ሩሲያን ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ታሪኽን ባህሊን ከምዘለወን ዘልዓሉ ኣፈ-ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ሰብ ሃፍታ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ዓለባ ንምትእስሳር ፃዕሪ እናገበረት ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ዓለባ ንምትእስሳር ፃዕሪ እናገበረ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንጌላ ሬይነር ገሊፀን፡፡ እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓተ ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መፍረያይት ሕርሻ ዘደንፍዕ ፖሊሲ ብምትግባር ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ፡፡ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ኣመልኪቱ መግለፂ…
ስፓርት ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካተት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ 16 ንምእታው ኣብ ዝግበር ፀወታ ኣዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም። ምሸት 2:45 ኤሲ ሚላን ምስ ፌይኖርድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 1 ን 0 ብዝኸነ ውፅኢት ዝተሰዓረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ምንስዕርራ ኢትዮጵያን ዝዕወት ብጥንካረ ትካላትና ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ምንስዕርራ ኢትዮጵያን ዝዕወት ብጥንካረ ትካላትና ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ተፀዋዕነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ተናዊሑ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼብኡ ፀብፃብ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ብምምርማር ነቲ ኮሚሽን ናይ 1 ዓመት ተወሳኺ ዘበን ስራሕ ሂቡ። ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ እቲ ባይቶ ከይዲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ልኡኽ፥ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው…