ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉሲን ሰላምን ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉሲን ሰላምን ዝተብሃላ ዕድመ ፀገብ ቅሪተ ኣካል ወዲ ሰብ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ከምዝቐርባ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ ሉሲን ሰላምን ካብ 25 ነሓሰ 2025 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ማእኸል ባህሊ ኣብ ዝኾነት ከተማ ፕራግ ንህዝቢ ከፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ማእኸል መፅናዕቲ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኮይና Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ማእኸል መፅናዕቲ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኮይና፡፡ መበል 34 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ማእኸል መፅናዕቲ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተኻይዱ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን መሪሕ ፈፃሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔታኒያሁን ትራምፕን ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እስራኤል-ጋዛ ጠሚቶም ክዛተዩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት እስራኤል ቤኒያሚን ኔታኒያሁ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ጋዛን ጉዳይ ኢራንን ጠሚቶም ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ እቶም መራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ክራኸቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ትራምፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍኖተ ካርታ ዲጂታል ግብርና ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፍኖተ ካርታ ዲጂታል ግብርና ዕላዊ ገይራ። እቲ ፍኖተ ካርታ ሚኒስቴር ግብርና ምስ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያን ጌትስ ፋውንዴሽንን ብምትሕብባር ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ከምዝትግበር ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ 5 ከተማታት ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ ባንኪ ልምዓት ጀርመንን መተሓባበራይነት ዩኒሴፍን ቢሮ ማይ ሃፍቲን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ቢዝነስ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ በፂሐን Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ንበነ ምህርቲ 2017/18 ዘገልግል ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፀሐን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነዚ ስዒቡ ክሳብ 27 ጥሪ 2017 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተጓዓዓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ሳባ ቦሩ ብባላዊ መገዲ መዓድን ኣብ ምውፃእ ዝነበሩ 8 ሰባት ብሓደጋ ምግመህማስ መሬት ህይቶም ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 9 ብባህላዊ መገዲ መዓድን ኣብ ምውፃእ ስራሕ ዝተዋፈሩ ዜጋታት ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ከመሓይሽ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ከመሓይሽ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ቁፅፅርን ምሕደራን ወፃኢ መንግስቲ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ÷ ኣብ ስርዓት ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ኣወሃህባን ኣጠቓቕማን ልቓሕ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ጠሚቱ ምስ ኦዲተራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ድሕንነትን መናእሰይ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ድሕንነትን መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፈንድ ልምዓት ስነ ህዝቢ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ ኮንፈረንስ፥ “መናእሰይ በዓል ዋና ሰላም”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲ ማይን ኢነርጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ኢንዱስትሪ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን፣ ከምኡ እውን ኣብ ዓውዲ ማይን ኢነርጂን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ…