ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪፎርምታት ተመራፂ መብፅሒ ኢንቨስመንት ኢትዮጵያ ክብ ክብል ምግባሮም ተገሊፁ Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ተግባራዊ ዝተገበሩ ሪፎርምታት ተመራፂ መብፅሒ ኢንቨስመንት ኢትዮጵያ ክብ ክብል ምግባሮም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን(ዶ/ር) ብኣሰናዳእነት ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬተሪያት ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ ! Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣምታት ከምዝገለፅክዎ÷ መሬትን ህዘቢን ትግራይ መበቆል ስልጣነ፣ ዋልታን መኸታን ሃገረ- ኢትዮጵያ እዮም። መሬት ትግራይ መንግስታዊ ምሕደራ፣ ስርዓተ መንግስትን ክብርታት ሃገርን ዝበቖለሉን ዝተዓቀበሉን እውን ኢዩ። ግደ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምፍጣርን ምዕቃብን ኢትዮጵያ ረዚን ምኳኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ጉባኤ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ንምፍፃም ብቖራፅነት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብዕዉትነት ብምፍፃም ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባ ሃገርና ንምቅልጣፍ ኩልና ብቖራፅነት ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣተሓሳሲቦም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ብልፅግና Desta Feb 3, 2025 0 ዶክተር ደስታ ተስፋው - ዋና ኮሚሽነር: ኣይተ ያሲን ሃቢብ - ምክትል ዋና ኮሚሽነር: ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ - ፀሐፊ: ኣይተ ዓብዱልሃኪም አብዱልመሊክ - ኣባል ኣይተ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር - ኣባል ኣይተ ቢንያም መንገሻ - ኣባል ወ/ሮ ሮዛ ቢያ - ኣባል…
ቢዝነስ ሓፈሻዊ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ትሪሊየን በፂሑ Desta Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፈርቂ ዓመት 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት 245 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መዓድን ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕታውን ኣብ ዝተሰናደአ ጉባኤ መዓድን ኣፍሪካ 2025 እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ዕላማ እቲ ጉባኤ ኣህጉራዊ ኢንቨስትመንት መዓድን ንምስሓብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ከባቢታት ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ከምዝተጀመረ ቢሮ ሕርሻ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ስራሕ ን20 መዓልቲታት ከምዝፀንሕን በዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ Desta Feb 3, 2025 0 ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ (ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ኣይተ ሳዳት ነሻ ዶ/ር ተሾመ ኣዱኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ቤት ምኽሪ Desta Feb 3, 2025 0 ኣብይ ኣህመድ ዓሊ(ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኡልፋታ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ደሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ይግለጡ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኢብራሂም ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣብዶ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ቂጤሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ማሕበረሰብ ከምዝተፀምበሩ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ከምዝገለፁዎ÷ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ናይ ምፅምባርን መሊስካ ናይ ምጥያሽን…