ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ Desta Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣባል ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዩናይትድ ሩሲያ ኣሓት ፓርቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ፣ ሴናተር ፌዴሬሽን ሩሲያን ሓላፊ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሴኔትን ኣንድሬይ ክሊሞቭ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 64 ሽሕ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 64 ሽሕን 650 ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ምብሳር ተሳሊጡ። እቲ ፕሮጀክት ምስ ሓሙሽተ ፈፀምቲ ኣካላት ዝስራሕ አንትኸውን፥ ንልዕሊ 64 ሽሕን 650 ካብ መኣዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቅዋም መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና Desta Feb 3, 2025 0 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣሰር ብልፅግና ደሚቑ ዝተርኣየሉ፣ ካብ ትጣየሽ ድሕሪ 150 ዓመት ዳግም ትስራሕን ትዕምብብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ኢዩ እቲ ጉባኤ ተዛዚሙ ዘሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንትነት ከምኡ እውን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ብምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃኑ ዳግም ንዝተመረፁ አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታትን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንታት ብምዃን ንዝተመረፁን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽተን ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) ንፕሬዘዳንት ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብዚ ብተወሳኺ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ስፓርት ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንማንቼስተር ሲቲ 5 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ሸቶታት መድፈዐኛታት ኦዴጋርድ ኣብ መበል 2ይ ደቒቕ፣ ፓርቴ ኣብ 56 ደቒቕ፣ ልዊስ ስኬሊ አብ 62…