Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀደማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዝሃብዎ መምርሒ ስራሕ ተዛዚሙ። ናይቲ ፓርቲ ም/ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ÷…

ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ። መራሒ ምርምር ኣዝርእትን ሆርቲካልቸርን ውብሸት ተሾመ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣስታት 80 ካብ ዝኾኑ ዓሌታት…

ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዶብ  ማሌዢያን ታይላንድን ብሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ዝጠፍኡ ብኣማኢቲ ዝቑፀሩ ሰባት ንምድሓን ፃዕሪ ይግበር ኣሎ። መበገሲኦም ካብ ማይናማር ከተማ ቡቲዳንግ ዝገበሩ ኣስታት 300 ሰባት ኣብቲ  ዶብ እንትበፅሑ ናብ ካልኦት ሰለስተ  ማእኸለዎት …

ማንቼስተር ዩናይትድን ቶተንሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተራኸባ ቶተንሃምን ማንቼስተር ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ቶተንሃም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቴልን ሪቻልሰንን ንቶተንሃም እንተመዝግቡ፤ ናይ ማንቼስተር…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው (ክልተ)ን ኣዲሱ ኣቶላን…

ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፃታት ኣቢያተ መንግስቲ ፋሲል ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ንበፃቲ ብዝምቹ ኩነታት ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት…

ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ኡዝበኪስታን ሳማርካንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 43 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢያ ተመሪፃ። እቲ ቦርድ 53 ኣባል ሃገራት ዝሓዘ እንትኸውነ፥ ኢትዮጵያ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ኣባል…

ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ ኣብያተ…

ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ  ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ንምርኻብ ደልዊ ከምዝኾኑ ድሕሪ ምግላፆም ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ። ሰሜን ኮሪያ ነቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቕ ወሰን ባሕሪ…