ሓደ ሰብ ናብ ታሪክ ምልስ ኢሉ ክርኢ ዘለዎ ንትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ታሪክ ዘለና ተፃብኦ ንቕድሚት ንከይንስጉም ሓሊኹና፤ ሓደ ሰብ ናብ ታሪክ ምልስ ኢሉ ክርኢ ዘለዎ ንትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ…