Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ብዙህነት ሕብረት ዘደልድል ሓይሊ ሰዓራይነት ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዙህነት ሕብረት ዘደልድል ሓይሊ ሰዓራይነት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ። “ብዙህነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሕብረት ዝጠመተ ፓነል ዘተ ተኻይዱ። እቶም ሚኒስትር ኣብቱ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ-ካረቢያንን መበል ካልኣይ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ  ኣብ…

ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ፤ ሃገራት…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ግሁድ ክሳብ ዝኾን ዝረኸብናዮ ውፅኢት ፅንዓትና እዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ድሕንነትን ፀጥታን ካብ ምዝማን ጀሚሩ ክሳብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘመዝገብናዮ ዓብዪ ዓወት፣ ናይ ሓባር ዕላማናን ዘይንቕነቕ ፅንዓትናን እዩ ኢለና ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ጳጉሜን 1 መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ግሪናዳ ዲኮን ሚቼል ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪቢያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ተቐቢሎምዎም። ካልኣይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ ሞተሊ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ካሪብያን ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። ቀዳማይ ሚኒስትር ሚያ ሞተሊ ኣብ ኣለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…

ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀወታ ጎቤን ሺኖዬን ብመሰረት ባህሊን ክብሪን ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጎቤን ሺኖዬን ናብ ብርሃን ሓጋይ ንምስግጋርን ወጋሕታ ፅድያት ንምቕባልን ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝካየድ ባህላዊ ፀወታ እዩ። እቲ ፀወታ ናብ ሓዳር…

ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ – ኣይተ ዮናስ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኦቪድ ግሩፕ ኣይተ ዮናስ ታደሰ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ኢትዮጵያውያን ክፍታሕ ዘለዎ ዕላማ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ÷ ኦቪድ ግሩፕ ፀገም ገዛውቲ ኣብ ውሱን ከባቢታት…

ስራሕቲ ምዝማን ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስራሕቲ ምዝማን ተጠናኺ ኩለመዳያዊ ትካላት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ዝተማልአ ኩለመዳያውን ግልጋሎት ምሃብ ዝኽእል ማእኸል ምሕዳስን ቆሬ ሜንተናንስን ተመሪቑ። ኣብቲ እዋን ፊልድ ማርሻል…