ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ፅንዓት ጳጉሜን 1 ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ፅኑዕ መሰረት ንብርትዕቲ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ። ሃገር ለኸ መዓልቲ ፅንዓት ተባሂሉ ዝተሰየመ እቲ ዕለት ሓላፊት ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ሊድያ ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ባሃማስ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ባሃማስ ፊሊፕ ዳቪስ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ ካሪብያን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፅኑዕ መሰረት ብርትዕቲ ሃገር” mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ብደምን ኣዕፅምቲን ኣያታትና ፀኒዓ ዝነበረት ሃገርና ብልዑል ብርኪ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትቅፅል ኣብ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ ንርከብ። በቢእዋኑ ዘጋጠሙ ፈተናታት ብፅንዓት ምሕላፍ ሓዱሽ ታሪክ ዝሰርሑ ናይ ጀጋኑ ሃገር ፤ ኢትዮጵያ ። በቢታሪኩ ዝፍፀሙ ዓወታት ድማ በዓል ቤት እንትህልው ኢትዮጵያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትም ንሰራሕተኛታቱ ብጡረታ ንዝተሰናበቱ ኣባላቱ መኣድ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትም ንሰራሕተኛታቱ ብጡረታ ንዝተሰናበቱ ኣባላቱ መኣድ ኣካፊሉ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዘመልከቶ፤ 2 ጳጉሜን 2017 ዓ.ም ዝኽበር መዓልቲ ህብርን ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ጳጉሜን 1 ሃገርና ናብ ብልፅግና ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ክኸውን ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ጳጉሜን ኢትዮጵያውያን ብቖራፅነትን ሓድነትን ሃገርና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምዕባለ ንምብፃሕ ናይ ፅንዓት መንፈስና እነሕድሰሉ ዕለት ክኸውን ኢ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ንምኽባር ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘጠናኽር ቱሪዝም … Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱሪዝም መስክ የህዝብ ለህዝብ ዲፕሎማሲን ብምጥንኻር ዓለም ለኸ ምሕዝነት ዘጠናኽር ኢሎም ምሁራን እቲ ዓውዲ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ቱሪዝምን ሆቴል ማኔጅመንትን ሄኖክ በቀለ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀጋ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዕዙዝ ግደ ዘለዎ ኪን-ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ጉዕዞ ጥበብን ባህሊን ኪን-ኢትዮጵያ ፀጋ ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢሎም። ኣብ ሩሲያ ዝግበር ካልኣይ ጉዕዞ ኪን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዱ Desta Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዶም። እቲ ትካል፥ ማሕበራዊ ግብኡ ንምውፃእ ኢሉ ‘ውን ምስ ዓማዊል ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ንምቕባል ዓሊሙ ነቲ መርሃ ግብሪ ከምዘካየዶ ተገሊፁ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል mizan mekonen Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክህትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክህሎትን (ኣይኤስኦ 9001-2015) ኣመራርሓ ፅርየት ብምፍፃም ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበ እንትኾ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Sep 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ትልሚታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ብጭቡጥ ተግባራት ተርኢ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ…