ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዝተረጋገአትን ሓድነታ ዝበርተዐን ሃገር ንምህናፅ ዘኽእል እዩ – ምሁራን Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይምርድዳእ ብምፍታሕ ዝተረጋገአትን ሓድነታ ዝጠንከረን ሃገር ንምህናፅ ዘኽእል እዩ ኢሎም ምሁራን ዩኒቨርሲቲ ጅማ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ መምህር ነፅናዕቲ ፖሊሲን መሪሕነትን ፍሬው ኣምሳሉ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ከይዲ ህንፀት ሃገር ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ኣየር ሃገር ብጥንቃቐ ዝሕሉ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ … ንስሪ ሰማይ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሉኣላዊነት ሓንቲ ሃገር ብዘተኣማምን መንገዲ ንምሕላው ካብ ዘድልዩ ነገራት ሓደ እዋናዊ ሓይሊ ኣየር ምህናፅ ቀንዲ ተረቋሒ እዩ። ሓይሊ ኣየር ሓንቲ ሃገር ንክልል ኣየራ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ናይ ምሕላው ሓላፍነት ኣለዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሞክሮ ግፋ ካብ ሻዕቢያ ዝቐድሐ ዘይሕጋዊ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብዚ ቐረባ እዋን ንመናእሰየ እቲ ክልል ብግዲ እናገፈፈ ናይ ውግእ ፃውዒት የስምዕ ኣሎ። ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ካብ ኲናት ወፃእ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ናይ ምፍታሕ ታሪኽ ዘይብሉ እዚ ዘይሕጋዊ ጉጅለ፤ ምስ ወፃኢ ሓይልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመናእሰይ ተቓውሞ ዝገጠሞ ገበን ግፋ ዘይሕጋዊ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብግልፂ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ክልል ትግራይ እናተፈፀመ ዝርከብ ኣገዳዲ ግፋ፣ ማእሰርቲን ተግባር ጭቆናን ጠጠው ክብል ይግባእ ኢሎም ካብ ግፋ ዘምመለጡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምሕዝነት ቀይሕ ባሕሪ ንዞባዊ ሰላምን ሓባራዊ ዕብየትን mizan mekonen Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ምርካባን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቀጥታዊ ተሳታፊት ብምዃና ኣብ ከባቢኡን ኢሉ እውን ዞቦዊ ሰላም ንምርግጋፅ ከምኡ’ውን ዞቦዊ ምትእስሳርን ሓባራዊ ልምዓትን ንምርግጋፅ ዓብዪ ግደ ክህልዎ እዩ። ቀይሕ ባሕሪ ኣፍሪካ ምስ እስያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓለዋ ህይወት ዱር ንትውልዲ ብምስጋ ካብ ኣፍሪካ መሪሕ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ንዘበናት ዘኻዕበተቶ ሓለዋ ህይወት ዱር ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ምስጋር ካብ ኣፍሪካ ብቕድሚት ትፅራሕ ኢያ ኢሎም። በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ መበል 60 ዓመት በዓል መስረታኡ "60 ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ነጋሪት ኲናት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን እምቢታ ህዝቢ ትግራይን Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምጥሓስ፣ ንግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እውን ኣፍሪሱ እዩ። እቲ ጉጅለ ምስ ወፃኢ ሓይልታት ብምትሕብባር ኣንፃር ኢትዮጵያ ኲናት ንምኽፋት ናይ ኲናት ነጋሪት እናስመዐ ይርከብ። ይኹን እምበር፣ ህዝቢ ትግራይ እምቢ ንኲናት ምባሉ ብግልፂ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመፅኡ ብዙሓት ዓሰርተታት ዓመታት ዘሃቀኑ ውጥናት Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕለት ጥራሕ ዝሓስብ፣ ንፅባሕ ኣሳጊሩ ክርኢን ከርኢን ብዘይተዓደለ መንግስቲን ንመፃኢ ወለዶ ዘየማዕዱን ብዘይፈቐደ ህዝቢን ጥንኩርንን ዝማዕበለትን ሃገር ምህናፅ ይእግዳ። ሎሚ ልዕለ ሓያላት ዝበሃላ ሃገራት በቢዓውዱ ዝበፅሑሉ ብራኸን ጥንኩር ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀይሕ መስመር ብሄራዊ ረብሓና Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ናይ ዝኾነት ሃገር መሰረትን ናይ ህልውና ውሕስናን ዝኾነ ብሄራዊ ረብሓ ልዕሊ ዝኾነ ድርድርን ስምምዕነት ጠጠው ዝብል ቀይሕ መስመር እዩ፡፡ ሉኣላዊነት፣ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ ድሕንነት ህዝቢን ስልታዊ ሃፍቲታትን ምሕላው ሃገራት ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ኣሕሊፈን ዘይህበኦም ወሰንቲ ጉዳያት ኢዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜንያ ተዛትየን mizan mekonen Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተዛትየን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ ፅሑፍ፤ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተራኺብና ብዛዕባ እቶም…